ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ: ዓለምለኸ ትካል ዩ ኤስ አይድ (USAID) ንማእከል ሓበሬታ ኤድስን ኣገልግሎት ምኽርን ኣረኪቡ


ዓለምለኸ ትካል ዩ ኤስ አይድ (USAID) ንማእከል ሓበሬታ ኤድስን ኣገልግሎት ምኽርን ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣረኪቡ።


ኣብ ዝሓለፈ 14 ዓመታት ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ኤይድስ ብዝተተሓሓዘ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር ከምዝሓገዘት ብተወሳኺ ተገሊጹ።

USAID Mission Director Dennis Weller
USAID Mission Director Dennis Weller


ዛጊት ንኤይድስ ጥራይ ከገልግል ንዝጸንሐ ኣገልግሎታት ንካልኦት ሃገራዊ ጸገማት ጥዕና ከምዝውዕሉውን ተሓቢሩ ኣሎ።

ኢትዮጵያ: ዓለምለኸ ትካል ዩ ኤስ አይድ (USAID) ንማእከል ሓበሬታ ኤድስን ኣገልግሎት ምኽርን ኣረኪቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:52 0:00

XS
SM
MD
LG