ዋሽንግተን —
መን ዝበለፀ ደገፍ መረጽቲ ኣለዎ ዝብል ምስ ሂላሪ ክሊንተን ዘለዎ ኣፈላላይ እናጸበ ንዝመጸ ዶናልድ ትራምፕ እዚ ፈላማይ ክትዕ ቁልፊ ኣጋጣሚ ክኸውን እዩ።
ብሓፈሻው ኣብ መንጎ ክልቲኦም ተወዳደርቲ ሰለስተ ፕሬዝዳንታዊ ክትዓት፣ኣብ መንጎ ምኽትል ፕሬዝዳንታት ድማ ክልተ ናይ ፊት ንፊት ክትዓት ክካየዱ እዮም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።
ሂላሪ ክሊንተንን ዶናልድ ትራምፕን ሎሚ ምሸት ኣብ ኒው ዮርክ ብቐጥታ ብቴሌቪዥን ኣብ ዝመሓላለፍ ፈላማይ ፕሬዝዳንታዊ ክትዕ ከካይዱ እዮም።ክትዕ ሂላሪን ዶናልድን ኣብ ናይ ዩናይትድ ስቴትስ ፕሬዝዳንታዊ ምርጫ በብዝሒ ካብ ዝተርኣዩ ሓደ ክኸውን እዩ።ናብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዝኻየድ ጉዕዞ’ውን ጽልዋ ክህልዎ እዩ።