ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰነት ኣመሪካ ንቲክቶክ ኣብ ምእጋድ ቅልጡፍ ስጉምቲ ክወስድ ዋይት ሃውስ ጸዊዑ


ሰነት ኣመሪካ ንቲክቶክ ኣብ ምእጋድ ቅልጡፍ ስጉምቲ ክወስድ ዋይት ሃውስ ጸዊዑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:17 0:00

ባይቶ መወሰኒ ሕጊ ኣመሪካ ማለት ሰነት ንማሕበራዊ መራኸቢ ቲክቶክ ኣብ ምእጋድ ቅልጡፍ ስጉምቲ ክወስድ ዋይት ሃውስ ጸዊዑ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ባይቶ ወከልቲ ኣመሪካ እቲ ማሕበራዊመራኸቢ ቻይና ክእገድ ኣብዚ ሰሙን`ዚ ዓብላሊ ድምጺ ድሕሪ ምሃቡ`ዩ።

XS
SM
MD
LG