ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዑደት ሚንስተር ወፃኢ ኣሜሪካ ሂለሪ ክሊንተን ኣብ የመን


ሚንስተር ወፃኢ ኣሜሪካ ሂለሪ ክሊንተን ኣብ የመን ይበፅሓ’ለዋ።

ሂለሪ ክሊንተን ኣብዚ ዑደተን ኣሜሪካ ንግብረ-ሽበራ ንምቅላስ ምስ ሰበ-ስልጣን ሰንዓ ሓቢራ ንምስራሕ ዘለዋ ውፍይነት ደጊመን አረጋጊፀን;

ሚኒስተር ወፃኢ ሂለሪ ክሊንተን ምስ ናይ የመን ፕረዚደንት ዓሊ ዓብደላህ ሳላሕ ኣብ ሰንዓ ተረኺበን ተዘራሪበን።

ኣብ ውሽጢ 20-ዓመታት ሓደ ሚኒስተር ወፃኢ ኣሜሪካ ንየመን ክበፅሕ እዚ ዑደት ሂለሪ ክሊንተን ፈላማይ’ዩ።

XS
SM
MD
LG