ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚንስትሪ ወጻኢ ኣመሪካ ብዛዕባ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂሰባት ንምምኽካር ንኽልተ ኤርትራውያን ካብ ኤውሮጳን እስራኤልን ዓዲሙ ኣዘራሪቡ


እቲ ዕድመ ዝተገብረ፡ ብምኽንያት`ቲ ዘይሕጋዊ ምስግጋር፡ ዓመታዊ ጸብጻብ ዓለም ኣብ ዘውጻኣሉ እዋን`ዩ

ኣብ ሙሴ ዘርኣይ ካብ ስዊዘርላንድ(ኣብ ኢጣልያ ዝነበሩ)፡ እናቴ ዓዘዘት ህብትዝጊ ኪዳነ ካብ እስራኤል፡ ኣብ ስትድዮ ድምጺ ኣመሪካ ተረኺቦም፡ ምስ ምንያ ኣፈወርቂ ዘካየድዎ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

ኣብ`ዚ ኻልኣይ ክፋል መደብ፡ ሜሮን እስቲፋኖስ ካብ ስዊዲን`ውን ተሳቲፋ`ላ። ንሳን ዶ/ር ኣልጋነሽን ኣብ ናይ ኤውሮጳ ቃለ-ምስክርነት ተሳቲፈን ኔረን።

ምሉእ ኻልኣይ ክፋል ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ

XS
SM
MD
LG