ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ. ትራምፕ ምስ ቀ/ሚ ብሪጣንያ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም


ፕረ. ትራምፕ ምስ ቀ/ሚ ብሪጣንያ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:48 0:00

ፕረ. ትራምፕ ምስ ቀ/ሚ ብሪጣንያ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ሓሙስ ንቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ኪየር ስታርመር ኣብ ዋይት ሃውስ ተቀቢሎም ኣናተጊዶሞም። ክልቲኦም መራሕቲ ነቲ ሰለስተ-ዓመታት ዘቁፀረ ሕሱም ኵናት ዩክሬን መዓልቦ ንምግባር ዘለዎም ራኢ’ውን ኣቀሚጦም’ለዉ።

እዞም ክልተ ፅኑዓት መሻርኽቲ ብዛዕባ ንግድን ቀረጽን ከምኡ’ዉን ኣብቲ ቀዳማይ እብረ ስልጣኖም ትራምፕ መሻርኽቲ ሃገራት ኔቶ ንጉዳይ ፀጥተአን ኣብ ክንዲ ኣብ ደገፍ ኣመሪካ ምምርኳስ ተወሳኺ ወፃኢ ክኸፍላ ንዝብል መርገፂ ደጊሞም ዘልዓልሉን ዝርርብ ኣካይዶም’ለዉ።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG