ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ. ትራምፕ ምስ ቀ/ሚ ብሪጣንያ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም


ፕረ. ትራምፕ ምስ ቀ/ሚ ብሪጣንያ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:48 0:00

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ሓሙስ ንቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ኪየር ስታርመር ኣብ ዋይት ሃውስ ተቀቢሎም  ኣናተጊዶሞም። ክልቲኦም መራሕቲ ነቲ ሰለስተ-ዓመታት ዘቁፀረ ሕሱም ኵናት ዩክሬን መዓልቦ ንምግባር ዘለዎም ራኢ’ውን  ኣቀሚጦም’ለዉ። 

XS
SM
MD
LG