ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናብ ኣሜሪካ ተኣጊዱ ዝነበረ ጉዕዞ ተላዒሉ


Foto Achiv: Lamezonblanch nan Washington.
Foto Achiv: Lamezonblanch nan Washington.

ብሰንኪ ለበዳ ኮሮናቫይረስ ንልዕሊ ሓደ ዓመትን ፈረቓን ናብ ኣሜሪካ ተኣጊዱ ዝነበረ ጉዕዞ ተላዒሉ።ተጎዓዝቲ ክሳብ ዝተኸተቡ ካብ ሎማዕንቲ ሶኑይ ጀሚሮም ካብ ዙሪያ ዓለም ናብ ኣሜሪካ ክጉዓዙ ይኽእሉ እዮም።

ኣሜሪካ ካብ ሎማዕንቲ ጀሚሩ ናይ መሬት ዶባታ እውን ንሜክስኮን ካናዳን ክፉት ገይራ ኣላ።ተጎዓዝቲ ግን ዝተኸተቡ ክኾኑ ኣለዎም።

XS
SM
MD
LG