ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካ አገዳ ቪዛ ኣብ ልዕሊ 4 ሃገራት ኣንቢራ


State Department
State Department

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ንዝጥረዙ ዜጋታተን ኣይንቅበልን ዝበላ ወይ ዝደንጎያ ኣርባዕተ ሃገራት፣ ናይ ቪዛ እገዳ ከምዘንበረት ተገሊጹ።

እተን እገዳ ቪዛ ዝተንበረለን ሃገራት ካምቦድያ፣ ኤርትራ፣ ጊኒን ሴራልዮንን እየን።

ጋዜጥ ዋሽንግተን ታይምስ ‘ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፣ ነቲ ኣብ እዋን ወፍሪ ምርጫ ‘ንዝተጠረዙ ዜጋታተን ኣይንቅበልን ዝብላ ሃገራት ጸቕጢ ክፈጥረለን’የ’ ዝብልዎ ቃል ይትግብሩ ከምዘለው’ ገሊጹ።

XS
SM
MD
LG