ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ በቲ ንምብራቃዊ ክፍለ-ግዝኣታት ዩናይትድ ሴትይትስ ዘጥቅዓኤ ህቦብላዊ ዝናብ ንዝተሃስዩ ኣሜሪካውያን ብዝተኻእለ ቅልጣፈ ጠለባት ሓገዝ ከም ዝበፅሖም አርጋጊፆምሎም።
በቲ ኣብ ኣሜሪካ ዛጊድ ካብ ዝተራእዩ እቲ ዝኸፍአ ምኻኑ ዝተነግረሉ ሰንደይ ዝተፀወዓ ህቦብላዊ ዝናብ ብፍላይ ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ኒዮርክ ኔጀርሲን ኬነትከትን ሚልዮናይ ሰባት ብዘይ ሓይሊ ኤሊክትሪክ መጋዓዝያ ምድሪን አየርን ባቡርን ይርከቡ።
ሙሉእ ፀብፃቡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ