ዋሽንግተን —
ዜጋታት ኣሜሪካ ብተወሳኺ ኣብ ሶማላንድን ፑንትላንድ ሓዊሱ ኣብ ኹሉ ክፍልታት ሶማል ዘሎ ሓደጋ ተግባር ጭውያ ክፈልጡ ኣለዎም ክብል ቤት ዕዮ ጉዳያት ወጻኢ ጉዳያት ኣፍሊጡ’ሎ።
እዚ ናይ ሎሚ መጠንቐቕታ ነቲ ኣብ ባሕቲ ጥቕምቲ 2015 ዓ.ም. ዝነበረ ዝተኸአ’ዩ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።