ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርክብ ኣሜሪካን ሶማልያን ናብ ንቡር ተመሊሱ


መራሕቲ ኣሜሪካን ሶማልያን
መራሕቲ ኣሜሪካን ሶማልያን
ናይ ኣሜሪካ ፕረዚደንት በራክ ኦባማ ምስ ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ መሓመድ ተራኺቦም ዘትዮም።

ምስ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ መሓመድ ዝተራኸቡ ፕረዚደንት በራክ ኦባማ፣ኣብ ሶማልያ ዓሚ ዝተመዝገቡ ፀጥታዊን ፖለቲካዊን ዓወታት ንኢዶም።

ሶማልያ ይፅበያ ንዘሎ ብድሆታት ዘጉልሁ ፕረዚደንት ኦባማ፣መፃኢ ኩነታታ ብሩህ‘ዩ፣ኣብ ምርግጋፅ ሰላምን ፀጥታንምሕደራ ፋይናንስን ዝርጋሐ ማሕበራዊ ኣገልሎታትን ምስ መንግስቲ ሶማልያ ተሓባቢርና ክንሰርሕ ኢና ኢሎም ይብል ካብ ዋይት ሃውስ ዝወፀ መግለፂ።

ምንስትር ወፃኢ ሂለርይ ክልንተንን ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ መሓመድን ኣብ ዝተራኸብሉ ሰዓት፣እቲ ዝምድና ከምዝተሓደሰ መረጋገፂ ኮይኑ‘ሎ።

ኣዳምፁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:58 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG