ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ግጭት ጠጠው ክብል ኣለዎ ኢሎ


ናይ ኣሜሪካ ምንስቴር ጉዳያት ወፃኢ ናይ ኢትዮጵያ ግጭት ከብቅዕን ናይ ሰላም ልዝብ ክጅምርን ኣለዎ ኢሎም።ምንስቴር ወፃኢ ኣንቶኒ ብሊንከን ሎማዕንቲ ዓርቢ ከምዝገለፁዎ ኣብ ኢትዮጵያ ይካየድ ዘሎ ውግእ ከብቅዕ ኣለዎ ናይ ሰላም ድርድር ድማ ብዘይውዓል ሕደር ብዘይዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት ክጅመር ኣለዎ ኢሎም ብትዊተር ኣብ ዝዘርግሑዎ መልእኽቲ።

XS
SM
MD
LG