ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ትራምፕ ንልዝብ ሩስያን ኣመሪካን ንኢዶም


ፕረ.ትራምፕ ንልዝብ ሩስያን ኣመሪካን ንኢዶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:14 0:00

ፕረ.ትራምፕ ንልዝብ ሩስያን ኣመሪካን ንኢዶም

ምምሕዳር ትራምፕ ነቲ ኣብ ስዑድያ ትማሊ ሰሉስ ዝተሳለጠን ንዩክሬንን ዘይሓወሰን ልዝብ ሰበ-ስልጣን ኣመሪካን ሩስያን ንኢዱ። ፕረዚደንታዊ ቤት ጽሕፈት ኣመሪካ (ዋይት ሃውስ) እቲ ዲፕሎማስያዊ ጻዕሪ ነቲ ንኣውሮጳ የናውጻ ዘሎ ሰለስተ ዓመታት ዘቑጸረ ውግእ ኣብ ምብቃዕ ፈላማይ ስጉምቲ እዩ ኢሉ።

ኣብ’ቲ ስዑዲ ዓረብ ዘተኣናገደቶ ግን ዩክሬን ዘይተረኸበትሉ ልዝብ ዋሽንግተንን ሞስኮን ንመጻኢ ዕድል ዩክሬን ዝመኸረ እዩ ነይሩ።

ሚንስተር ጉዳያት ኣመሪካ ማርኮ ሩብዮ ብዛዕብኡ ክዛረቡ ከለው "እቲ ልዝብ፣ ኤምባሲታትና ዝኣክል ሰራሕተኛታት ክሕዛን፣ ንሰላም ዝመክር ዝላዓለ ጉጅለ ንክነቅውምን ኣብ ዝብል ተዘራሪቡ ኣሎ" ኢሎም።

ኣብ ፍሎሪዳ ኮይኖም ርእይቶ ዝሃቡ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ብወገኖም ዘለዎም ምትእምማን ብምግላጽ ዩክሬን ዘይምስታፋ ንዝቀርብ ወቀሳ ነጺጎምዎ።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG