ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሪካ፡ ሰራሕተኛታት ናብ ቤት ጽሕፈት ናይ ምምላስ መደብ


ኣመሪካ፡ ሰራሕተኛታት ናብ ቤት ጽሕፈት ናይ ምምላስ መደብ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:51 0:00

ኣመሪካ፡ ሰራሕተኛታት ናብ ቤት ጽሕፈት ናይ ምምላስ መደብ

ኣብ ኣመሪካ ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ሰራሕተኛታተን ካብ ኣባይቶም ኮይኖም መዓልታዊ ስርሖም ከሳልጡ ኣፍቒደን ካብ ዝጸንሓ ኩባንያታት 80 ሚእታዊት ኣብ 2024 ሰራሕተኛታተን ናብ ቤት ፅሕፈት ናይ ምምላስ መደብ ከምዘለወን ተገሊጹ።

ብመሰረት ሓዱሽ ዝወፀ ፀብፃብ 80% ሰራሕተኛታት ትካላት ካብ ኣብያተ ፅሕፈት ክሰርሑ ብምግባር ክከታተላ እየን። ካብ 10 ኩባኒያታት እተን ትሽዓተ ድማ ንሰራሕተኛታት ኣብ ቤት ፅሕፈት ንኽሰርሑ መተባብዒ ክህብኦም እየን።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG