ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓበሬታ ብዛዕባ ስነ ስርዓት ስግግር ስልጣን ኣሜሪካ 2017


Trump Inauguration

ስነ ስርዓት ቅብብል ስልጣን ኣሜሪካ ኣብ ናይ ሎሚ መደብና ሙሉእ ሽፋን ክንገብረሉ ኢና። ካብ'ቲ ስፍራ መሳርሕትና ተወልደ ወ/ገብርኤል ጸብጻብ ከሕልፍ'ዩ።

ብዘይካ'ዚ ንገለ ሰባትን ተንተንቲን ኣዘራሪብና ዝረኸብናዮ ክነቅርበልኩም ኢና።

ኣብ'ዚ እዋን'ዚ ፕረዚደንት በራክ ኦባማን ተመራጻይ ፕረዚደንት ትራምፕን ካብ ዋይት ሃውስ ናብ'ቲ ስነ ስርዓት ዝካየደሉ ስፍራ ንክኸዱ ትጽቢት ይግበር ኣሎ።

ድሕሪ ሓጺር ጊዜ ኣብ ፌስቡክ ቀጥታዊ ፈነወ (ላይቭ) ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም። ንመደረ ትራምፕ ክነቅርበልኩም ኢና።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣሞ! ንዓመተ 2017 ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ብብዝሒ ሸቶ ብምምዝጋብ ዝፋነዋ ዘሎ ተጻዋታይ መን ይበሃል?

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG