ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ኣመሪካ ክኸውን ዝኽእል መን እዩ? ሕገ መንግስቲ'ኸ እንታይ ይብል?


ፕረዚደንት ኣመሪካ ክኸውን ዝኽእል መን እዩ? ሕገ መንግስቲ'ኸ እንታይ ይብል?
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:14 0:00

ፕረዚደንት ነበር ዶላንድ ዶናልድ ትራምፕ ንፕረዚዳንታዊ መወዳድርቶም ብቑዓት ዘይሙዃኖም ብምግላፅ ጥርጣረ ንኽፍጠር ምግባር ሓደ ካብቶም ቀንዲ ዝጥቀሙሎም ስትራቴጂታት ወፍሮም እዮም። ሪፐብሊካናዊት ሕፅይቲ ኒኪ ሄሊ ኣብ ቀረባ ዒላማ እቲ  ሓሳብ ብምልዓል ክፈጥርዎ ዝፍትኑ ምድንጋራት ኮይነን ኣለዋ። 

XS
SM
MD
LG