ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፀብፃብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ


 Romney & Obama
Romney & Obama
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ኣርባዕተ ተሪፉዎ‘ሎ።ክልቲኦም ተወዳደርቲ ሎሚ ዓርቢ ኣብ ኦሃዮ ወፍሮም ኣፅዒቆም ውዒሎም።

ፕረዚደንት በራክ ኦባማ፣ነቲ ሎሚ ዕላዊ ዝተገብረ ሪፖርት ዕድል ስራሕ ናይ ጥቅምቲ ’ሓቀኛ ምዕባለ‘ ኢሎም ክገልፅዎ ከለው ገና ’ዝዕየ ስራሕ ኣለና’ ኢሎም።

መናሕንሕቶም ሚት ራምንይ ብወገኖም ኣብ ሚልዋኪ ኣብ ዘካየድዎ ወፍሪ ‘እቲ ዝተፈጥረ ዕድል ስራሕ፣እኹል ኣይኮነን‘ ኢሎም ይነቅፉ።

ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:44 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG