ባተሪ ኤለክትሪክ መካይን ክተፍሪ ትዳለው ከተማ ኣመሪካ


ባተሪ ኤለክትሪክ መካይን ክተፍሪ ትዳለው ከተማ ኣመሪካ

No media source currently available

ኣብ ግዝኣት ዋሺንግተን ትርከብ ሓንቲ ምሕድግ ዝበለት ሓውሲ ከተማ፡ ባተሪ ኤለክትሪክ መካይን ክተፍሪ ትዳሎ`ላ። ክልተ ናእሽቱ ትካላት ቴክኖሎጂ፡ ካብ መንግስቲ ናይ 100-ሚልየን ዶላር ሓገዝ ብምርካብ ነታ ከተማ ካብ ማእከል ሕርሻ ናብ ማእከል ኢንዳስትሪ ንምቕያር ምንቅስቓስ ጀሚረን ኣለዋ።

​
XS
SM
MD
LG