ኣካፍል
መሕተሚ
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕን መራሒ ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡንን ኣብ ሰንቶሳ ዝተባህለት ደሴት ሲንጋፖር ንፈለማ ግዜ ተራኺቦም።
እቲ ርክብ ብቐንዱ ታሪኻዊ ርክብ ክልቲኤን ሃገራት ክኸውን እንከሎ፤ ኣብ ሓውሲ ደሴት ኮርያ ተኸሲቱ ንዘሎ ኑክሌራዊ ወጥሪ ንምውጋድ ዝዓለመ ምዃኑውን ተፈሊጡ ኣሎ።
No media source currently available
ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝቕጽል ርክቦም ናብ ቀንዲ ዘተኦም ከምርሑ ምዃኖም'ውን ተገሊጹ ኣሎ።