No media source currently available
ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ነቲ ሎሚ ተግባራዊ ዝዀነ ምቍራጽ ተጻብኦታት እስራኤልን ሕዝቦላህን ንኢዱ። እቲ ተባሂሉ ዘሎ ምቍራጽ ተጻብኦታት ነቶም ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ ናጻ ከውጽእ እንተዀይኑ ግን ዛጊት ምልክት የሎን። ምስ ሓማስ ዝግበር ዘሎ ኲናት’ውን ገና ኣይዕረፈን ።