ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ. ትራምፕን ማስክን ንዝስዕብ ስጉምቲ መንግስታዊ ምንካያትን ኣመልኪቱ ንዝለዓሉ ተቓውሞታት ተኸላኺሎም 

ፕረ. ትራምፕን ማስክን ንዝስዕብ ስጉምቲ መንግስታዊ ምንካያትን ኣመልኪቱ ንዝለዓሉ ተቓውሞታት ተኸላኺሎም 
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:04 0:00

ፕረ. ትራምፕን ማስክን ንዝስዕብ ስጉምቲ መንግስታዊ ምንካያትን ኣመልኪቱ ንዝለዓሉ ተቓውሞታት ተኸላኺሎም 

ፕረዚደንት ትራምፕ ፈላማይ ኣኼባ ካቢኔ ሚንስተራት ብረቡዕ ኣብ ዘሳለጥሉ እዋን ብኽነት ንምንካይ መጠን ሰራሕተኛ ሓይሊ መንግስታዊ ቤት ጽሕፈታት ኣመሪካ ብዝብል ምምሕዳሮም ንዝገብሮ ዘሎ ምንቅስቓስ መጕቶም።

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ብኣባላት ሓድሽ ካቢነ ሚኒስተራት ምምሕዳሮም ተማእኪሎም፡ ነቲ ምምሕዳሮም ዝገብሮ ዘሎ ዓበይቲ ምጉዳል ወፃእታት መንግስቲ ካብ መረፅቲ ፍቃድ ከምዝተዋህቦም ብምግላፅ ንስጉምቶም መጕቶም።

ፕረ. ትራምፕ “ንግብርን ጉዳያት ዶብን ዝርከብዎም ብዙሓት ዛዕባታት ብዝምልከት እየ ተመሪፀ። ከምኡ'ውን ምምጥጣን በጀትን ሃገርና ናብ ስሩዕ ቅርፃ ምምላስ ዝብል ድማ ካልእ ዓብዪ ክፋል ናቱ እዩ፡” ኢሎም።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG