ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ አትሓሕዛ ሰብአዊ መሰላት ኤርትራ ዘውፅኦ ዓመታዊ ፀብፃብ


ቤት ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ዩናይትድ ስቴይትስ በብዓመቱ ኣብ ዙርያ ዓለም መንግስታት ኣብ ልዕሊ ዜጋታቶም ዝገብርዎ አተሓሕዛ ሰብአዊ መሰላት ብዝምልከት ፀብፃብ የውፅእ'ዩ።

ኤርትራን ኢትዮጵያን ገለ ካብተን ኣብ ልዕሊ ዜጋታተን ንዝገብረኦ አተሓሕዛ ሰብአዊ መሰላት ብዝምልከት ብሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ አሜሪካ ዓመታዊ ፀብፃብ ዝወፀለን ሃገራት'የን።

ንሎሚ ፅማቅ'ቲ ብዛዕባ ኤርትራ ዝወፀ ቀሪቡ'ሎ። ፅባሕ ኸአ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ክቀርብ'ዩ።

ሙሉእ ናይቲ ፁማቅ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG