ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ -- ሃመር ምስ መሪሕነት ግዜያዊ ምምሕዳር ይራኸቡ፡ ዶ/ር ቴድሮስ ንልዝብ ይፅውዑ


ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር፡ ንኣፈፃፅማ ስምምዕ ተፅብኦታት ፕሪቶሪያ ኣመልኪቱ ምስ ኣመራርሓ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምዝታዩ ሰብ-መዚ እቲ ክልል ገሊፆም። እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ፡ ኣብ ካልእ ምዕባለ፡ ዋና ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሕኖም፡ ነቲ ኣብ መሪሕነት ህወሓት ዝርአ ዘሎ ኣፈላላይ ንህዝቢ ብዘቐደመ ብዘተ ክፍታሕ ፀዊዖም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG