ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልያን ዝተፈጥረ ግጭት ከምዘሻቀላ ኣፍሊጣ


us embassy in addis logo
us embassy in addis logo

ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ተዳወብቲ ወረዳታት ክልላት ኦሮምያን ሶማልያን ዝተፈጥረ ግጭት ከምዘሻቀላ ኣሜሪካ ኣፍሊጣ።

ኣብ አዲስ አበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ መንግስቲ ግሉጽነትን ምትዕርራይ ክገብር፡ ንፈጸምቲ እዚ ግጭት ድማ ተሓተቲ ክገብር ሓቲቱ’ሎ።

አብ አዲስ አበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ተዳወብቲ ወረዳታት ኦሮምያን ሶማልያን ዘሎ ግጭትን ምዝንባል ሰባት ከምዘሻቅሎ ሓቢሩ’ሎ።

ወሃቢ ቃል እቲ ኤምባሲ ኒኮላስ በርኔት ብስልኪ ንወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ክፍሊ ኣምሓርኛ ኣብ ዝሃብዎ ቃል እውን ነዚ አንጸባሪቆም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG