ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ አዲስ አበባ ኣብ ሰልፍታት ንዝተቐትሉ ሰባት ተሓተቲ ንምፍላይ ምርመራ ክካየድ ጸዊዑ


ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት ስዒቡ ንዝተቀትሉ ሰባት ተሓተቲ ንዝኾኑ ዝፈሊ ግልጺ ምርመራ የድሊ ክብል ኣብ አብ አዲስ አበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ።

እቲ መግለጺ ኤምባሲ ኣሜሪካ ብተወሳኺ መንግስቲ ሓሳብካ ብነጻነት ብምግላጽ ክፍቅድ’ውን ነተባብዕ ኢሉ’ሎ።

ኣብ አዲስ አበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኦሮምያ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝተኻየዱ ሰልፍታት ተቓውሞን ኣብ ክልተ ኸፊሉ ርእይዎ’ሎ። እቶም ሰልፈኛታት ሓሳቦም ብሰላማዊ መንገዲ ዝገለጽሉን ሓይልታት ጸጥታ’ውን እዚ ንኽገብሩ ዝፈቐደሎም ዝተፈላለዩ ፍጻመታት ብአድናቆት ንርእዮም ኢሉ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG