No media source currently available
ጽባሕ ሰሉስ 5 ሕዳር 2024 ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ቅድሚ ሎሚ ተራእዩ ብዘይፈልጥ መገዲ ይምዕብል’ሎ። ሰበ-ስልጣን ፀጥታን ስለያን ዝለዓለ ደረጃ ስግኣት ፀጥታን ሓደጋን ካብ ደገን ውሽጥን ከጋጥም ከምዝኽእል ንመረፅቲ የጠንቅቑ’ለዉ።