ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሪካ ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ምጥራዝ ጀሚራ


ኣመሪካ ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ምጥራዝ ጀሚራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:41 0:00

ኣመሪካ ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ምጥራዝ ጀሚራ

ንዶባት ኣመሪካ ክከታተል ብፕረዚደንት ትራምፕ ዝተመዘዘ ቶም ሆማን ሕጋዊ ወረቐት ዘይብሎምን ስግኣት ጸጥታን ዝኾኑን ሰባት ካብ ሃገር ምጥራዝ ቀዳምነት`ቲ ምምሕዳር ምዃኑ ተዛሪቡ። ብሓፈሽኡ ግን ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣብዛ ሃገር ክነብሩ ዘይምዃኖም ኣስሚርሉ`ሎ።

ምምሕዳር ትራምፕ ድሮ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኣደተኛታት ክጥርዝ ጀሚሩ`ሎ። እዚኣቶም ኣብ ኣመሪካ ብዘይፍቓድ ዝጸንሑ ኮይኖም ገበናዊ መዝገብ`ውን ዝጸንሖም ምዃኖም'ዩ ዝግለጽ ዘሎ ተገሊጹ'ሎ።

እንተኾነ እቲ ምጥራዝ ኣብቶም ገበን ዘለዎም ጥራሕ ከም ዘይሕጸር ሓላፊ ምክትታትል ዶባት ቶም ሆማን ወሲኹ ይገልጽ።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG