ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንታዊ ክትዕ ሕጹያት ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ አሜሪካ


ሓሙሽተ ፕሬዝደንታዊ ሕጹያት ዲሞክራቲክ ፓርቲ አሜሪካ ትማሊ ሰሉስ አብ ከተማ ላስ-ቬጋስ ተካቲዖም። አብቲ ኽትዕ እቶም ተወዳደርቲ አብ ፖሊሲታት ወጻኢ፡ ፖሊሲ ኢነርጂን ቁጽጽር ብረትን ተጋጭዮም ኔሮም።

አብቲ ክትዕ ብርኢቶ ህዝቢ ትመርሕ ዘላ ሂላሪ ክሊንተ፡ ካብ ክፍለ-ግዝኣት ቨርመንት ዝተወከለ ሰነተር በርኒ ሳንድረስን ገዛኢ ክፍለ-ግዝአት ሜሪላንድ ዝነበረን ማርቲን ኦ'ማሊን ካልኦትን ተሳቲፎም ኔሮም።

አብቲ ክትዕ ጎሊሑ ዝተራእየ ነጥቢ ንሂላሪ ዝብድህ ሕቶ ምስ ቀረበ ተነሓናሒአ ሰነተር ሳንድርስ አብ ጎና ምስላፉ'ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ጸብጻብ- ፕረዚደንታዊ ክትዕ ሕጹያት ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ አሜሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:31 0:00

ንተወሳኺ ሓጺር ጸብጻብ ቪድዮ ክትዕ ፕረዚደንታዊ ተወዳደርቲ ሰልፊ ደሞክራሲ ኣመሪካ ትሕት ኢሉ ይርከብ።

ሓጺር ጸብጻብ ንክትዕ ፕረዚደንታዊ ተወዳደርቲ ሰልፊ ደሞክራሲ ኣመሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:54 0:00

XS
SM
MD
LG