ኣብ ኢትዮጵያ ቀፂሉ ኣሎ ዝበልዎ ኩነታት ሙሉእን ዓሚቕን ምርመራ ንክግበር ናብ ሚኒስትር ወፃኢ ኣሜሪካ ፃውዒት ኣቅሪቦም።
ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ ኣብ'ዚ ቀረባ ኣብ ዝሃብዎ ሪኢቶ 'ዘየዳግም ሕጋዊ ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ'ቶም ህውከት ዘበገሱ ክንወስድ ኢና' ከምዝበሉ ዝዝከር'ዩ።