ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ምኽሪ ሓጋጊ ባይቶ ኣመሪካ ንኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዝጠመተ ረቂቕ ውሳነ ከምዘቕረበ ኣፍሊጡ


ናይ ኣፍሪካ ጉዳያት ንኡስ ቀዋሚ ኮምቴ ኣቦ መንበር ክሪስ ስሚዝ
ናይ ኣፍሪካ ጉዳያት ንኡስ ቀዋሚ ኮምቴ ኣቦ መንበር ክሪስ ስሚዝ

ቤት ምኽሪ ሓጋጊ ባይቶ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዝጠመተ ረቂቕ ውሳነ ከምዘቕረበ ሎሚ ብወግዒ ኣፍሊጡ።

ብናይ ኣፍሪካ ጉዳያት ንኡስ ቀዋሚ ኮምቴ ኣቦ መንበር ክሪስ ስሚዝ መሪሕነት ዝቐረበ እቲ ረቂቕ ሕጊ ኣብ ኢትዮጵያ ሓይልታት ፀጥታ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ዝወስዱዎ ስጉምቲ ሓይሊ ንኽገትኡዝተፈፀመ ቕትለት ብዓለምለኸ ዘይሻራዊ ወገናት ንኽፃረ ዝሓትት እዩ።

ኣብቲ እዋን ዝተዘረበ ኣብ ሪዮ ኦሎምፒክ ተዓዋቲ ብሩር ሜዳሊያ ፈይሳ ለሊሳ ከኣ ኣብ ሃገሩ ሰላምን ዴሞክራስን ንክዓስል ዓለምለኸ ማሕበረሰብ ብፍላይ ኣሜሪካዊያን እጃም ክገብሩ ፀዊዑ’ሎ።

XS
SM
MD
LG