ባይቶ ኣመሪካ ነቲ ብምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ እማመ ባጀት ብትሪ ነጺግዎ
- ዜና ቪኦኤ
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ነቲ ብምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ እማመ ባጀት ብትሪ ነጺግዎ። ትራምፕ ዘቕረቦ ሓዲሽ እማመ፡ መንግስቲ ንሰለስተ ወርሒ ዝጸንሕ ባጀት ክምደብን ደረት ግዜ ሃገራዊ ለቓሕ ክናዋሕን ዝጽውዕ`ዩ። ትማሊ ሓሙስ ብቅልጡፍ ዝተኣከበ ባይቶ ኣመሪካ ዘቕረቦ እማመ ባጀት ዝመጽእ ዓመት፡ ክልተ-ሲሶ ድምጺ ስለዘይረኸበ ክወድቕ ክኢሉ`ሎ። እቲ ዓንቀጽ እንተዘይሓሊፉ ድማ ገንዘብ ስለ ዘይተመደበሉ ስርሓት መንግስቲ ይዕጾ`ሎ ማለት`ዩ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ