ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ጉዳይ ሓለዋ ዶብ ኣብ ምርጫ ኣመሪካ
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኣመሪካ ክልተ ሰሙን ጥራይ ኣብ ዝተረፈሉ እዋን፣ ጸጥታ ናይ ዶባት ሎሚ’ውን ማእከላይ ስፍራ ክትዕ ኮይኑ ይርከብ። ዶብ ሜክሲኮን ኣመሪካን ካብ በረኻታት ሶኖራን ዝቐጸለ ኮይኑ ብሕልፊ ንስደተኛታት ኣዝዩ ምሕረት ዘይገብር በረኻ እዩ።
ቅጥዒ