ኒውዮርክ —
ኢትዮጵያ ኣብ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ስደተኛትት ዓባይ ተዋሳኢት ኮይና'ያ ቀንያ።
ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ንምጥያስ ዕድል ስራሕ ንምፍጣርን ሕብረት ኣውሮጳ ብወገኑ 500 ሚሊዮን ዶላር ሓገዝን ልቓሕን ከምዝህብ ገሊጹ'ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።
-
ሔኖክ ሰማእግዜር