ኣመሪካን ብሪጣንያን ኣብ ልዕሊ ኣጠቓቕማ ሰብ-ሰርሖ ብልሒ ተሪር መምርሕታት የውጽኣ
- ዜና ቪኦኤ
ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት ኣመሪካን ብሪጣንያን ኣብ ልዕሊ ኣጠቓቕማ ሰብ-ሰርሖ ብልሒ ተሪር ዝኾነ መምርሕታት ኣውጺአን ኣለዋ። ኻልኦት ሃገራት`ውን ክስዕብኦ ከም ዝኽእላ ይመላኸት ኣሎ። ኣመሪካን ብሪጣንያን ዝፈረምኦ መዘክር ውዕል፡ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምምዕባል ፈተነ ዝሓየለ መሳርሕታት ሰብ-ሰርሖ ብልሒ ብሽርክነት ንክሰርሓ ዝገብር`ዩ። እዚ ድማ ነቲ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሕዳር ኣብ ዝተገብረ 'ዋዕላ ድሕነት ሰብ-ሰርሖ ብልሒ' ንዝተኣትወ ቃል ስዒቡ`ዩ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ