ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሕ/ሃ ኒኪ ሃሊ ንሰሜን ኮርያ የጠንቅቓ


ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሕ/ሃ ኒኪ ሃሊ
ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሕ/ሃ ኒኪ ሃሊ

ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኒኪ ሃሊ ኣሜሪካ ዘይተገደበ ትዕግስቲ የብላን ክብላ ትማሊ ሶኑይ ንሰሜን ኮርያ ኣጠንቂቀን።

ኣምባሳደር ኒኪ ሃሊ ኣብቲ ንአባላት ባይቶ ጸጥታ ዘስምዕኦ መደረ አባል ሃገራት አንጻር’ቲ ስርዓት አልቦ ዝበልኦ ስርዓት ሓድሽ ዝሓየለ ማዕቐብ ክድግፋ ጸዊዓን።

ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሕ/ሃ ሰሜን ኮርያ የጠንቕቃ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:30 0:00

ሰሜን ኮርያ ሻዱሻይን ዝዓበየን ፈተነ ኑክሌር ብሰንበት ኣካይዳ’ላ።

እዚ ዳሕራዋይ ስጉምቲ ሰሜን ኮርያ ካብ ዓለምለኸ ማሕበረሰብ ተሪር ነቐፌታ ዘስዓበ ኮይኑ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኒኪ ሃሊ ውልቀ መላኺ ኪም ጆንግ ኡን ተሪር መጠንቐቕታ ሂበን አለዋ።

ንሰን ብተወሳኺ ኣሜሪካ ኣብ ዝመጽእ ሶኑይ ብቅልጡፍ ዝወሃብ ሓደ ሓድሽ ማዕቐብ ንአባላት ባይቶ ጸጥታ ከተሕልፍ እያ ኢለን አለዋ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ሕ/ሃ ሰሜን ኮርያ የጠንቕቃ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:01 0:00

XS
SM
MD
LG