ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣምባ. ኣመሪካ ወጥሪ ኢትዮጵያን ሶማልን ዲፕሎማሲያዊ ፍታሕ ክረክብ ዘለዎም ተስፋ ገሊጾም


ኣምባ. ኣመሪካ ወጥሪ ኢትዮጵያን ሶማልን ዲፕሎማሲያዊ ፍታሕ ክረክብ ዘለዎም ተስፋ ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:58 0:00

ብሰንኪ’ቲ ርእሰ-ምምሕዳር ሶማሊ-ላንድን ኢትዮጵያን ኣብ መጀመርታ’ዚ ዓመት ዝፈረመኦ ኣሰሓሓቢ መዘክር መረዳድኢ ኣብ መንጎ ሶማልን ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ውጥረት ዲፕሎማስያዊ ፍታሕ ክግበረሉ ኣብ ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ሶማል ተስፈኦም ገሊፆም። ኣምባሳደር ሪቸርድ ራይሊ ንድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝሃብዎ ቃለ-መሕትት ኣመሪካ “ነዚ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ዲፕሎማስያዊ ፍታሕ ከም ዝረክብ ንምርግጋፅ ብምትሕብባር ትሰርሕ’ላ” ኢሎም።

XS
SM
MD
LG