ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሪካ: 592 ሚልዮን ዶላር ንገለ ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓገዝ ከምትህብ ኣፍሊጣ


ስደተኛታት ኮንጎ ኣብ ኡጋንዳ -ፋይል
ስደተኛታት ኮንጎ ኣብ ኡጋንዳ -ፋይል

ኣመሪካ፣ 592 ሚልዮን ዶላር ብሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢንን ብትካል ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ መንግስቲ ኣመሪካ (USAID)ን ኣቢላ ንገለ ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓገዝ ከምትህብ ኣፍሊጣ።

እቲ ኣብ ካምፓላ ኡጋንዳ ዝተዘርገሐ መግለጺ "እቲ ገንዘብ፣ ንስደተኛታት፣ ሓተቲ ዑቕባ፣ ውሽጣዊ ተመዛበልቲ፣ ሃገር ኣልቦ ንዝኾኑ፣ ተገዲዶም ንዝተፈናቀሉን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን፣ ዞባ ሳሕልን ካልኦት ዞባታትን ኣብ ጸገም ንዝወደቁ ንምሕጋዝ ክውዕል እዩ" ይብል።

1.5 ሚልዮን ስደተኛታት ኣዕቑባ ንዘላ ኡጋንዳ 140 ሚልዮን ዶላር ክትረክብ እያ።

XS
SM
MD
LG