ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንእሰያት አፍሪቃ ንዝሐሸ መፃኢ ናይ መሪሕነት ቦታ ንኽሕዙ ቀዳማዊት እመቤት ኣሜሪካ ሚሸል ኦባማ ፀዊዔን


ናይ ኣሜሪካ ቀዳማዊት እመቤት ሚሸል ኦባማ መንእሰያት ኣፍሪቃ ብፍላይ ደቀንስትዮ መንእሰያት ንዝሓሸ መፃኢ ናይ መሪሕነት ቦታ ንኽሕዙ ዝፀወዐ ኣነቃቃቅሒ መደረ ኣስሚዔን።

47-ዓመት ዝዕድሚኤን ቀዳማዊት እመቤት ኣሜሪካ ሚሸል ኦባማ ሎሚ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ንመንእሰያት ኣብ ዘስምዕኦ መደረ መንእሰያት ኣፍሪቃ ደቀንስትዮ ኣፍሪቃ ድሕሪ ደጊም ከም ካልአይ ዜጋ ተገይረን ንኸይተሓዛ ኣብ ምርግጋፅ ክሕግዙን ኣንፃር ደቀንስትዮ ዝካየድ ዝኾነ ጊዜን ቦታን ብዝኾነ መልክዕ ንዝፍፀም ዓመፅ ክቃወሙ አለዎም ኢለን።

ሚስ ኦባማ ምስ ክልቲኤን ኣዋልድ ደቀንን አድኤንን ብምኻን'የን ነቲ ናይ ኣፍሪቃ ዑደተን ዝፍፅማ ዘለዋ።

XS
SM
MD
LG