ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘይሕጋዊያን አስገርቲ ደቂ-ሰባት ምስዓር ሰፊሕ ስልጠና የድሊ'ዩ ተባሂሉ


ፋይል
ፋይል

ዘይሕጋዊያን አስገርቲ ደቂ-ሰባት ዝካየድ ኲናት ንምስዓር ሰፊሕ ስልጠና የድሊ ክብል ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ዝመደብሩ ተሓላቒ ገሊፁ።እቲ ትካል ቤት ምኽሪ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰባት ብዝብል ይፍለጥ።

ሎሚ ሰሉስ ኣብዘውፅኦ ፈላማይ ዓመታዊ ፀብፃብ መኮንናት ሰራሕተኛታት ኣኽበርቲ ሕጊ ፌደራል ብዛዕባ ኩሎም ዓይነታት ንግዲ ደቂ ሰባት ሓፈሻውን ደርጅኡ ዝሓለወን ስልጠና ክውሃቦም ይምዕድ።

ብመልክዕ ንግዲ ደቂ ሰባት ኣብ ዙሪያ ዓለም ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ደቂ-ተባዕትዮ፣ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ጨካን ባርነትን ንግዲ ባሮትን ከምዝፍፀም ይገልፅ።

ብዝተሓሓዘ ናይ 150 ቢሊዮን ዶላር ኢንዱስቱሪን ዝተሓላለኸ ገበንን ግጥም ንምክያድ ሓይልታት ኣኽበርቲ ሕግን ካልኦትን ካብ ግዳያት ስልጠና ክረኽቡ እቲ ትካል ይፅውዕ።

XS
SM
MD
LG