ዋሽንግተን —
መበል 119 ኮንግረስ ኣመሪካ ሎሚ ዓርቢ ክጅምር እዩ። ንሰኔት፣ ቤት ምኽሪ ወክለቲ ህዝቢን ፕረዚደንትን ዝቖፃፀር ሪፓብሊካዊ ፓርቲ ብድሆታት ይፅበዩዎ ኣለው።
ሓዱሽ ኮንግረስ ሎሚ ዓርቢ ክጅምር እዩ።
መሪሕነት ኣፈ-ጉባኤ ማይክ ጆንሰን ግን ኣብ ዝሓለፈ መንግስቲ ክምወልን ክኽፈትን ምስ ዴሞክራሲያዊያን ፓርቲ ብምስምምዖም መሪሕነቶም ኣብ ሓደ ይርከብ።
ቅጥዒ