ሚንስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዩናይትድ ስቴትስ ብዛዕባ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ዓለም ብዝምልከት በብዓመቱ ዓመታዊ ሪፖርት የውፅእ።
ኤርትራ ዝምልከት ኣብ ናይ 2013 ኣ/ፈ ዘውፅኦ ሪፖርቱ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ንመብዛሕትኡ ሓይልታት ፀጥታ ይቆፃጸሩ፣ ሓይልታት ፀጥታ ኸአ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ፋፂሞም ይብል።
እቶም ቀንዲ ምግሃስት ኸኣ ቅትለት ስቅያት ሕሱም ኣተሓሕዛ ኣብያተ ማእሰርት ሃለዋት ሰባት ምጥፋእ ይርከቦ ይብል እቲ ዝወፀ ፀብፃብ ።
ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።