ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካና፤ምርኢት ከፍቲ ሁስተን

Xyuston shahrida o’tadigan yillik ko’rgazmaga har yili ikki milliondan ortiq odam keladi.
Xyuston shahrida o’tadigan yillik ko’rgazmaga har yili ikki milliondan ortiq odam keladi.
በብዓመቱ ኣሽሓት ሰባት ኣብቲ ካብ ዓለም ዝዓበየ ምርኢት ከብትን ሮድዮን ንምስታፍ ንምዕዛብን ናብ ሁስተን ቴክሳስ ይውሕዙ።መናእሰይ ገጠራት ሽልማት ዘርክቡሎም ከብቲ ሒዞም ንውድድር ይመፁ።ነበርቲ ከተማ ድማ መቐረት ናብራ ገጠር ንምዕዛብ ናብቲ ምርኢት ይውሕዙ።ካብ ካልኦት ሃገራት ዝመፁ በፃሕቲ እውን ብዛዕባ ናይ ዩናይትድ ስቴትስ ሜላ ሕርሻ ንምፍላጥን ዝበዝሕ ግዜ ድማ ንውራይ ንግድን ናብቲ ቦታ ይመፁ።ዝርዝሩ የድምፁ።
XS
SM
MD
LG