ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ልኡኽ ሕ/ሃ ክልቲኦም ተዋጋእቲ ወገናት ሱዳን ገበናት ኵናት ፈጺሞም'ዮም ክብል ኣፍሊጡ

ልኡኽ ሕ/ሃ ክልቲኦም ተዋጋእቲ ወገናት ሱዳን ገበናት ኵናት ፈጺሞም'ዮም ክብል ኣፍሊጡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:07 0:00

ክልቲኦም ተቐናቓንቲ ወገናት ኩናት ሕድሕድ ሱዳን፡ ዝፍጽምዎ ዘለዉ ግህሰት ከም ገበናት ኩናት ዝርኣይ`ዩ ዝበለ መርማሪ ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት፡ ሓያላት ዓለም ናብ ሱዳን ኣትዮም ንሲቪላት ክሕልዉ መጸዋዕታ ኣቕሪቡ`ሎ።  

XS
SM
MD
LG