ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣብየይ ዝወፈረ ዓቃቢ-ሰላም በዝሑን ኣገልግሎቱን ወሲኹ


Peace Keepe
Peace Keepe
ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕ/ሃ፣እቲ ኣብ ኣብዬይ ዝወፈረ ዓቃቢ-ሰላም ዕድመ ኣገልግሎቱ ክሳብ ሕዳር ክናዋሕን በዝሑ ክውስኽን ወሲኑ።

ብመሰረት‘ቲ 29 ለካቲት ዝሓለፈ ውሳነ፣ሓይሊ ዓቃቢ-ሕጊ ኣብየይ ካብ‘ቲ ዘለዎ 1,100 ናብ 5,326 ክብ ክብል‘ዩ።

ናይ ክልቲኤን ሱዳን ስምምዕነትን ንፀጥታ ጎረባብቲ ዞባታትን ምስረታ ዞባ ፀጥታን ሓጋዚ ክኸውን‘ዩ ዝብል ገምጋም ኣሎ።

ኣብ ኣብዬይ ዝወፈረ ዓቃቢ-ሰላም ሕ/ሃ፣ሙሉእ ንሙሉእ ብሰራዊት ኢትዮዽያ ዝተሸፈነ ምኻኑ ይፍለጥ።
XS
SM
MD
LG