ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትካላት ትምህርቲ ኪንዮ ኲናት፡ ንሰላም


ትካላት ትምህርቲ ኪንዮ ኲናት፡ ንሰላም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:23 0:00

ብዩኒቨርስቲ መቐለ ዝተዳለወ “ህንፀት ሰላም ኣብ ኢትዮጵያ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተዳለወ ዋዕላ ብቐዳም 10 የካቲት 2024 ተኻዪዱ። ኣብቲ ካብ ዩኒቨርስታት ክልል ኣምሓራ፡ ዓፋርን ትግራይን ዝመጹ ዝተሳተፉሉ ርክብ፡ ተጋባእቲ ዩኒቨርስታት ኣብ እዋን ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ዝተፀወታኦ ኣሉታዊ ተራ ብምጥቃስ፡ ተራ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ምምእዛን ሕብረተሰብን ክፃወቶኦ ዘድሊ ኣበርክቶን ብዝምልከት ዘትዮም።

XS
SM
MD
LG