ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎንያ ከተማ ሳን ፍራንሲስኮ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ዘተኾረ ኣኬባ ተኻይዱ ኔሩ።

እቲ ምስ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንስስኮ ብምትሕብባር ዝተዳለወ እኬባ "ኤርትራ ኣብ 25 ዓመታት ነጻነት" ብዝብል ቴማ ኾይኑ ኣብ ኩነታት ሰብአዊ መሰላት፡ ስደትን ፡ መንገዲ ዲሞክራሲን ኣብ ዝብል ጉዳያት'ውን ተሳተፍቲ ተዘራሪቦም።


XS
SM
MD
LG