ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ አብ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት አተኹሩ'ሎ


ኣብ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት

ኣብ ኒውዮርክ ዝካየድ ዘሎ መበል 70 ክትዕ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት፣ ንመሰረታዊ መትከላት ሕቡራት ሃገራት ንከንጸባርቅ ብፍላይ ኣቃውማ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ዳግም ንክወዳደብ መጸዋዕታ ዝቀረበሉ ኮይኑ’ሎ።

ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ ‘ኢትዮጵያ ብደገፍን ሽርክናን ሕቡራት ሓገራት ዕግብቲ’ያ ምስ’ቲ ኣድማሳዊ ውዳበ ተሓባቢራ ምስራሓ’ውን ክትቅጽል’ያ’ ኢሎም።

ሚኒስቲር ወፃኢ ኤርትራ ኣቶ ኦስማን ሳልሕ ቀዳም መደረ ከስምዑ’ዮም።

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ኣተኹሩ’ሎ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ አብዚ ምስማዕ ይከአል።

XS
SM
MD
LG