ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ: ሓራን ግሉጽን መርመራ ሰብኣዊ መሰላት ክካየድ መጸዋዕታ ቀሪቡ


መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ጸጥታ ሓይልታቱ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ኣምሓራን ካልኦት ከባቢታትን ዝወሰድዎም ካብ መጠን ዝሓለፈ ዘየድልዩን ክሳብ ቅትለት ዝበጽሑ ስጉምትታት ብህጹጽ ደው ንኽብል መጸዋዕታ ክመሓላለፈሉ ጉጅለታትን ኣካላትን ተሓለቕትን ሰብኣዊ መሰላት ሓቲቶም።

እቶም 15 ዓለምለኸ ትካላትን ጉጅለታትን ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ናብ ናይ ሕቡራት ሃገራት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዘእተውዎ ደብዳበኦም ነዚ መጸዋዕታ ኣቕሪቦም ምህላዎም ተፈሊጡ።

ዓለምለኸ ዝኾነን ዕምቆት ዘለዎን ነጻን ካብ ሻራውነት ሓራን ግሉጽን መርመራ ክካየድ ድማ ብተወሳኺ ለበዋ ኣቕሪቦም ኣለው።

ኢትዮጵያ: ሓራን ግሉጽን መርመራ ሰብኣዊ መሰላት ክካየድ መጸዋዕታ ቀሪቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:18 0:00

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG