ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ኤልሳ ጭሩም ብዛዕባ ኮምሽን መፃረዪ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝተካየደ ቃለ-መጠይቅ


ኤልሳ ጭሩም
ኤልሳ ጭሩም

ኣብ መወዳእታ‘ቲ ዝሓለፈ ወርሒ፣ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ሃ ኣብ ኤርትራ ተፈፂሞም ንዝባሃሉ ምግሃሳት መሰላት ዝምርምር ኮምሽን ንክቀውም ወሲኑ‘ዩ።

እቲ ውሳነ ዝሓለፈ ተቃዋማይ ስለዘይነበረ ብዘይምሃብ ድምፂ ምኳኑ‘ውን ብጋሻና ተሓቢሩ‘ሎ።

እዚ ኮምሽን‘ዚ ንክቀውም ኤርትራውያንን ኣህጉራውያንን ተሓለቅቲ መሰላትን ክጉስጉሱ ከምዝፀንሑ ይግለፅ።ሓደ ካብ‘ቶም ጉጅለታት፣ኤርትራውያን ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ‘ዩ።መራሒት‘ቲ ማሕበር ኤልሳ ጭሩም ብዛዕባ‘ዚ ውሳነን ዝተገብረ ጎስጓስን ትርጉሙን ንክትገልፀላ ምንያ ኣፈወርቂ ኣዘራሪባታ‘ላ።

 ንሙሉእ ቃለ-መጠይቅ ተኸታተሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:55 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG